Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ሓጺር ሰዋስው ትግርኛ ብተክአ ተስፋይ ኣስመራ ሰዋስው ሰዋስው ሶሰወ ኻብ ዚብል ቃል ንዘረባ ወይ ንግግር ዚዝውተር አበሃህላ እዩ ምሳሌብሂል ዞ መንፈሳውን ስነምግባራውን ኣስተምህሮ ዝሓዘ ስውያ ንግግር ንሰማዒ ዚምስጥ ዚማርኽኸ ዜሐጐስ ዜጐሂ ዚጐስጉስ ዚንሽጥ ናይ ኣዘራርባ ጥበብ እዩ። ስርዓተነጥቢ ስርዓተነጥቢ ስርዓተ ነጥቢ ንሰነጽሑፍ ትሕዝቶኡ ንኺንጽር ዚሕግዝ ብዝተፈላለየ ምልከት ዚውከል ኣዝዩ ኣገዳሲ ኸፋል እዩ። ኣዘወታትራኡ ድማ ከምዚ ዚስዕብ እዩ። እዚ ነቲ ጃንቋ ዜኸስሕ ንመሰረቱ ድማ ዜነቓንቅ ብኣሉታ ዚጸሉ ዓይነት ርዕመት እዩ። አስታት ምስ ዳርጋ ሕደ ትርጉም ስለ ዘሎዎ ኣዘወታትራኡውን ሕደ እዩ። ንኣብነት ዳርጋ ኹላቶም ይፈልጥዎ እዮም ንምባል ይክኣል እቲ ሳልሳይ ንትግርኛ ብሃሳዬዩ መገዲ ዚጸሉ ዘሎ ንቋ እንግሊዝኛ እዩ። ከመይሲ ኺጽዓተሉ ጸኒሑ ምባል ቅኑዕ ኪኸውን ከሎ ሓጋዚ ግሲ ኺዝውተር ከሎ ዝተዘናበለ ትርጉም ከም ዚህብ ብምስግንዛብ ኣብ ኣዘወታትራኡ ጥንቃቐ ኸም ዜድሊ ንምዝኽኻር ዚኣከል ጥራይ እዩ ዚጥቀስ ዘሎ። እቲ ብኸምዚ ኣገባብ ዝቼመ ስም ብእሩምን ደረጃ ብዝሓለወን ኣገባብ ኪጽሓፍ የድሊ ብዝተረፈ ብላዛኡን ብኣድማዕነቱን ገደሎ ኾይኑ እዩ ዚተርፍ። ካብ ግሲ ስም ኣብ ዚወራረደሉ ግዜ ብዙሕ ሕንፍሽፍሽ እዩ ዚርእ ነዚ ንምርዳእ ዚሕግዝ ሒደት ካብቲ ኻብ ግሲ ዝነቐለ ስም በብቲ ዚውከሎ ጐጅለ ትሒቱ ኪቕርብ እዩ። ጻንሒት ወይ ጻንሖት ተባሂሉ ምስ ዚጽሓፍ ወይ ዚዝረብ እቲ ቓል ቅኑዕ ኣብ ርእሲ ዘይምኺኑ ጐደሎ መልእኸቲ ኹምሓላልፍውን ይኽእል እዩ።
ናይ ሓባር ናይ አኩብ ናይ ረቂቅ ስም ጌጋ ስነጥበባዊ ቅጽል ድምጻዊ ቅጽል ኢራብ ኢርባን ዒላማዓላማ ኢንታ ኣድናቐት ዒስራ ቂያ ሚያ ቂድሚርኣብ ዘረባ ቅኑዕ ስነጥበበኛ ስም ደራፋይድምጸኛ እራብ እርባን ዕላማ እንታ ኣድንቐቕት ዕስራ ቀያ ምያሞያ ቀድሚ ወዘተ ተውላጠስም ፉተውላጠስም ተውላጠስም ንዝኾነ ይኹን ዓይነት ስም ኣብ ከንድኡ ብምትካእ ንመርቀሒ ዚዝውተር ከፍሊ ንግግር እርዩ ካብ ቅጽል ዚፍለየሉ ሓደ መለለዩ ድማ ንስም ዘይገልጽ ስለ ዝኾነ እየዩ እዚ ማለት እቲ ተውላጠስም ከም መሰነይታ ናይ ስም ዚዝውተር ኣይኮነን እዚ ተዛምዶዚ ንተውላጠስም ካብ ቅጽል ኣብ ምፍላይ ስለ ዚሕግዝ ወርትግ ኪስትብሃለሉ ይግባእ ገጅለ ተውላጠስም ተውላጠስም ቀዳማይ ኣካል ካልኣይ ኣካል ሳልሳይ ኣካል ተባሂሉ ኣብ ሰለስተ ጐጅለ ይኸፈል። ሠ ግደታ ምፍጻምን ዘይምፍጻምን ቀዳማይ ኣካል ንጽል ተለቃቢ ናይ ኣካል ተውላጠስም እነግር ነጊረ ነገርኩእንገርነ ዝብዓልቤቱ ናብ ቀጥታዊ ተሳሓቢ ተለቃቢ ተውላጠስም ዝኣንፈተ እወታዊ ኣረባብሓ ህልዊ እዋን ቀረባ ሕሉፍ ኣካል ንጽል ድርብ ንጽል ድርብ ይ እነግረካ እነግረኩም ነጊረካ ነጊረኩም ይ እነግረኩም ነጊረኩም ይ እነግረኪ እነግረክን ነጊረኪ ነጊረከን ይ እነግረከን ነጊረክን ይ እነግሮ እነግሮም ነጊረዮ ነጊረዮም ይ አነግሮም ነጊረዮም ይ አነግራ አነግረን ነጊረያ ነጊረየን ይ አነግረን ነጊረየን ርሑቕ ሕሉፍ ግዴታትአዛዝ ኣካል ንጽል ድርብ ንጽል ድርብ ይ ነገርኩኻ ነገርኩኹም እንገርካ እንገርኩም ይ ነገርኩኹም እንገርኩም ይ ነገርኩኺ ነገርኩኽን እንገርኪ እንገርክን ይ ነገርኩኽን እንገርከን ይ ነገርኩዎ ነገርኩዎም እንገሮ እንገሮም ይ ነገርኩዎም እንገሮም ይ ነገርኩዋ ነገርኩወን እንገራ እንገረን ይ ነገርኩወን እንገረን እቲ ተለቃቢ ናይ ኣካል ተውላጠስም ከምቲ ቅድመኡ ዝተዘርዘረ ብቡናዊ ፊደል ከም ዚጐልሕ እንተ ተገብረኳ ብኣደማምጻኡ ተመሳሳሊ ስለ ዝኾነ ንምልላዩ ኣየጸግምን ብጀካዚ ካዕብ ብድሕረኡ ዓዲ ወ ኺኸተል ከሎ እቲ ፍሉይ ላዛን ቅሻረትን ናይቲ ጃንቋ ንምዕቃብ ናብ ሳድስ ኪልወጥ ከም ዚግባእ በቶም ነቲ ኣዝዩ ግኑን ዕዮ መጽሓፍ ቀዱስ ዘሰላሰሱ ኣቦታት ተወሲኑ ተሰሪሑሉ ኸም ዝነበረ ኪዝከር ይግባእ እዚ ሓሳብዚ በቶም መጻሕፍቲ ሰዋስው ዘዳለዉ ኾነ ብኻልአት ኣብቲ ሞያ ዚግደሱ ኸትዕ ስለ ዘልዓለ ኣብ ርእስዚ ኸኣ እቲ ረባሕታ ንሕጊ እንተ ተኸተለ ብብዙሕ ሸነኹ ጠቓሚ ምኺኑ ብምስትብሃል እቲ ብኻዕብ ኩ ዚውድእ ረባሕታ ብድሕረኡ ዓዲ ወ ዘሎዎ ተለቃቢ ተውላጠስም ምስ ዚስዕብ ብኻዕቡ ኪቕጽል ዝሓሸ ኮይኑ ተረኺቡ ብኡ መሰረት ሰፊሩ ኣሎ ኪንበብ ከሎ ግና ንምትንባሁ ምእንቲ ኺፈኩስ በቲ እቶም ኣቦታት ዝኣመምዎ እንተ ተነበ ጸገም የብሉን ንኣብነት ነገርኩዎ ዝተጻሕፈ ነገርክዎ ተባሂሉ እንተ ተነበ ንኣፍ ዝፈኹሰ ይኸውን ኣብዚ ኣቐዲሙ ዝተዘርዘረ ረባሕታ እቲ ተሳሓቢ ቀጥታዊ እዩ ማለት እቲ ተግባር ናይቲ ብዓልቤት ብቐጥታ ኣብ ልዕለኡ ይፍጸም እቲ ተግባር ብተዘዋዋሪ ምስ ዚፍጸም ግና ዘይቀጥታዊ ተሳሓቢ ይብሃል። ተሊቃቢ ተውላጠስም ሓረጋዊ ተውላጠስም ኣካል ንጽል ድርብ ንጽል ድርብ ይ ኣይ ኣና ብኣይ ብኣና ይ ኣኻ ኣኻትኩም ጥቓኻ ጥቓኻትኩም ይ አኹም ኣኻትኩም ምሳኹም ምሳኻትኩም ይ ኣኺ ኣኻትከን ከማኺ ከማኻትክን ይ ኣኽን ኣኻትከን ናባኸን ናባኻትከን ይ ኡ ኣቶም ብኡ ብኣቶም ይ አም ኣቶም ጥቓኦም ጥቓኣቶም ይ ኣ ኣተን ንኣ ንኣተን ይ ለን ኣተን ከምአን ከምኣተን እቲ ድርብ ተለቃቢ ብልምዲ ሓደው ብጌጋ በቲ ንጽል ናይ ኣኸብሮት ተለቃቢ ተውላጠ ስም ተተኪኡ ኪዝውተር ብስፊሕ ይስማዕ እዩ ብጀካዚ ኣብ ሳልሳይ ኣካል እቲ ብልምዲ ኣብ ክንዲ ንኡ ንኦም ንኣ ንአን ብኡ ብኦም ብኣ ብአን ወዘተ ኾይኑ ተንተርቲሩ ዘሎ ንኣኡ ንዓኡ ጋእኡ ንዕኡ ንኣኦም ንዓኦም ንእኦም ንፅኦም ንኣኣ ንዓኣ ዐእኣ ንዕኣ ንኣአን ንዓአን ግእአን ንዕአን ወዘተ ኪብሃል ይስማዕ እዩ አዚ ብመጐት ቀኑዕ ስለ ዘይኮነ ብመሰረት እቲ ኣብ ላዕሊ ተዘርዚሩ ዘሎ ኺአረም ይግባእ ናይ ዋንነት ተውላጠስም እዚ ኸፋልዚ ናይ ምስ ዚብል መስተዋድድ ብድሕሪት ተለቂቡ ዋንነት ዚመልከት ተውላጠስማዊ ሓረግ ዜቅውም እዩ ናይ ተለቃቢ ዋንነታዊ ተውላጠስም ናይ ዋንነት ሓረጋዊ ተውላጠስም ሀ ኑዝርዝር ናይ ተለቃቢ ዋንነታዊ ተውላጠስም ይ ኣ ናያናታ አን ናይናናተን አን ናየንናተን ናየንናተን ኣካል ንጽል ድርብ ይ አይ ናየይናተይ ና ናይናናትና ካ ይካናትካ ኩም ናይኩምናትኩም ይ ኩም ናይኩምናትኩም ኩም ናይኩምናትኩም ይ ኪ ናይኪናትኪ ከን ናይከንናትከን ይ ክን ናይከንናትከን ከን ናይከንናትከኽ ይ ኡ ናክናቱ ኦም ናዮምናቶም ይ ኦም ናዮምናቶም ኦም ናዮምናቶም ይ አን ኣካል ንጽል ድርብ ኣብነት ይ ናተይ ናትና ናተይ እዩ ይ ናትካ ናታትኩም ናታተኩም ድዩ። ምስ ስም ግና እቲ ተለቃቢ ኣመልካቲ ቅጽል እዩ ዜቕውም ብመጐት እቲ ረባሕታ ናየይ ናይካ ናይኩም ናይኪ ናይከን ናዩ ናያ ናዮም ናየን ናይና ናያትኩም ናያትከን ናያቶም ናያተን ኪኸውን ምተገብእ ብልምዲ ግዳ እቲ ናይ የ ቤት ብናይ ተ ቤት ተተኪኡ እዩ ዚዝውተር ዘሉ ኣመልካቲ ተውላጠስም ሀ እዚ ኸፋል እዚ ንኹሉ ዓይነት ስም ጾታ ብዝሒ ቅርበት ርሕቀት ዝምድና ብዚሕብር ኣገባብ ኣብ ከንድ ስም ዚኣቱ ቓል ወይ ሓረግ እዩ። ለንጽል ኣመልካቲ ተውላጠስም ምስ ተለቃቢ ተውላጠስም ተጸንቢሩ ኣመልካቲ ተውላጠስም ናይ ኣኸብሮትን ናይ ብዙሕን ይህብ እዚ ተሊቃቢ ተውላጠስም አመልካቲ ተውላጠስም ንጽል ድርብ እዚ አም እዚኦም እዚ ኣቶም እዚኣቶም እዚ አን እዚአን እዚ ኣተን አዚኣተን እቲ አም እቲኦም እቲ ኣቶም እቲኣቶም እቲ አን እቲአን እቲ ኣተን እቲኣተን እዚ ኣብ ኣመልካቲ ቕጽል ከም ተደራቢ ኾይኑ ኸም ዚዝውተር ኣብ ረ ኽንርእዮ ኢና። እቲ ዚድረብ እቲ ስም እዩ። እዩ። ንኣብነት ተባዕታይ ጾታ ሳልሳይ ኣካል ንጽል ምስ ዚውሰድ በልዐ በሊዑ ይበልዕ ኪበልዕ ጾታን ኣካልን ምስቲ ግሲ ተጸንቢሩ ሳልሳይ ኣካል ንጽል ምኺኑ ኣነጺርዎ ኣሉ ሓጋዚ ግሲ ሓጋዚ ግሲ ብድሕሪ እቲ ብዘልማድ ቦዝ ዓንቀጽ ዚብሃል ወይ ኣዛማዲ ተውላጠስም ብምኸታል ነቲ ዓረፍተ ነገር ዚዛዝም ቃል እዩ። እቲ እዋን ርሑቕ ክነሱ ኣዛማዲ ግሲ ብምኺኑ ሓጋዚ ግሲ ኬድልዮ ይኽእል እዩ ሰ ቆይድሟ ራታ ደሪያ ድኋፈ ፅርዙ እቲ ሓጋዚ ነበርኩ እቲ ፍጻመ ናይ ርሒቕ እዋን ምኺኑ ይሕብር ኣሉ ተራ ግሲ ግሲ ሓደ ተራግሲ ተሳጋሪ ወይ ዘይተሳጋሪ ኪኸውን ይኽኸእል ተሳጋሪ ግሲ እቲ ተግባር ናይ ብዓልቤት ኣብ ልዕሊ ተሳሓቢ ኺውዕል ከሎ ተሳጋሪ ግሲ ይብሃል ዲጄፖ መዳሓተፍ ሮሦ። ስለዚ ምስ ካልእ ቋንቋ እናተዳረገ ንኡ ምእንቲ ኺመስል ተባሂሉ ብግዲ ኺጐዕጸጽ ኮነ ዘይባህሪኡ ኺለብስ ኣይግባእን እዚ ናይ በይኑ ዝኾነ ቀቅሻረትዚ ምአንቲ ኺንጽር ኣብ ትሕቲ ተመሳሳልነትን ፍልልይን ግሲ ናይ ትግርኛ ምስ እንግሊዝኛ ዚብል ንኡስ ኣርእስቲ ተዘርዚሩ ቐሪቡ ኣሉሎ ኣረባብሓ ሓጋዚ ግሲ ሰለስተ ዓይነት ቀንዲ ሓጋዚ ግሲ ኣሉ ናይ ኩነት ሓጋዚ ግሲ ሓጋዚ ግሲ ኩነት ናይ ህላወ ሓጋዚ ግሲ ሓጋዚ ግሲ ህላወ ናይ ነበረ ሓጋዚ ግሲ ሓጋዚ ግሲ ነበረ ናይ ኣንከሮ ሓጋዚ ግሲ ሓጋዚ ግሲ ኣንከሮገ ናይ ኩነት ሓጋዚ ግሲ ኣረባብሓ ናይ ኩነት ግሲ ብድምር ናይ እይ ዚብል ጥብቆ ቅድሚትን ተለቃቢ ተውላጠስምን ዝቐመ እዩ። አብቲ ዝተረፈ ግና እቲ እ ምስቲ ንጽል ይ ተጸንቢሩ ኢ ይኸውን እቲ ናይ መወዳእታ ውጽኢት ከኣ ከምዚ ዚስዕብ ይመስል አይ ተለቃቢ ተውላጠ ስም ናይ ኩነት ግሲ ንኣብነት ንቐዳማይን ንኻልኣይን ኣካል ንጽል ተባዕታይ ጾታ ምስ እንርኢ አይ። ከምቲ ናይ እንግሊዝኛ ግሲ ምኺኳን ሰዩህ ወይ ግሲ ምህላው ሲሰፎ ከ ተባሂሉ ብናቱ ሕጊ ኺስራዕ ምስ ዚፍተን ድማ ዝተፋለሰ ውጽኢት እዩ ዚህብ ናይ ሌጣ ግሲ ሓጋዚ ግሲ ናይ ሌጣ ግሲ ሓጋዚ ግሲ ካብቲ በለ ዚብል ገቢር ዝነዋለ ምስ ሌጣ ግሲ ብድሕሪት ብምአታው ዚዝውተር እዩ። ወናኒ ግሲ እዚ ኸፋልዚ ካብ ግሲ ህላወ ህልዊእዋን ወይ ድማ ካብ ግሲ ነበረ ተባዕታይ ወይ ኣንስታይ ጾታ ዝነቐለ ብድሕረኡ ተለቃቢ ተውላጠስም እናተወስኸሉ ዚረብሕ ውነና ዚሕብር ግሲ እዩ ብጀካዚ ከም ሓጋዚ ግሲ ድማ ይዝውተር። ኣዛማዲ ግሲ እወታን ኣሉታን መልከዕ ኣሎዎ ማለት እቲ ኣዛማዲ ተውላጠስም እወታ ምስ ዚኸውን እወታ ኣዛማዲ ኣሉታ ምስ ዚኸውን ድማ ኣሉታ ኣዛማዲ ግሲ የቕውም ስለዚ ኣዛማዲ ተውላጠስም ግሲ ኣዛማዲ ግሲ አወታ ኣዛማዲ ተውላጠስም ግሲ ዝ እወታ ግሲ ኣሉታ ኣዛማዲ ተውላጠስም ግሲ ዝ ኣይ እወታ ግሲ ዘይ እወታ ግሲ ግሲ ሓረጋዊ ግሲ ርሑቕ ሕሉፍ ግሲ ሰተየ እወታ ዝ እወታ ግሲ ኣካል ንጽል ድርብ ይ ዝሰተኹ ዝሰተና ይ ዝሰተኻ ዝሰተኹም ይ ዝሰተኹም ነ ይ ዝሰተኺ ዝሰተኸን ይ ዝሰተኸን ነ ይ ዝሰተየ ዝሰተዩ ይ ዝሰተዩ ነ ይ ዝሰተየት ዝሰተያ ይ ዝሰተያ ኣሉታ ዝኣይ ዘይ እወታ ግሲ ንጽል ድርብ ዘይሰተኹ ዘይሰተና ዘይሰተኻ ዘይሰተኹም ዘይሰተኹም ዘይሰተኺ ዘይሰተኸን ዘይሰተኸን ዘይሰተየ ዘይሰተዩ ዘይሰተዩ ዘይሰተየት ዘይሰተያ ዘይሰተያ ከምዚ ልዒሉ ዝተንተርተረ ኣረባብሓ ምዱብ ግሲ ምስ እወታን ኣሉታን ግሲ ኣብ ርሑቕ ሕሉፍ ጸገም የብሉን ኣብ ህልዊ እዋን ግና ብዝኾነ ይኹን ኣዕማድ ኣብ ዚጽንበረሉ ግዜ እቲ አዛማዲ ተውላጠስም ንቐዳማይን ንሳልሳይን ኣካል ብዚፈሊ ኣገባብ እዩ ዚጽንበር ህልዊ ገቢር ኣካል ይ ይ ይ ይ ይ ይ ይ ይ ዝእወታ ገቢር ንጽል ድርብ ዝጽሕፍ ዝንጽሕፍ ዝትጽሕፍ ዝትጽሕፉ ዝትጽሕፉ ዝትጽሕፊ ዝትጽሕፋ ዝትጽሕፋ ዚጽሕፍ ዚጽሕፉ ዚጽሕፉ ነ ዝትጽሕፍ ዚጽሕፋ ዚጽሕፋ ኣሉታ ዝኣይ ዘይእወታ ገቢር ንጽል ድርብ ዘይጽሕፍ ዘይንጽሕፍ ዘይትጽሕፍ ዘይትጽሕፉ ዘይትጽሕፉ ዘይትጽሕፊ ዘይትጽሕፋ ዘይትጽሕፋ ዘይጽሕፍ ዘይጽሕፉ ዘይጽሕፉ ነ ዘይትጽሕፍ ዘይጽሕፋ ዘይጽሕፋ ነ ብህልዊ ኣግብሮ እወታ ዝአወታ ኣግብሮ ኣካል ንጽል ድርብ ይ ዘጽሕፍ ዝነጽሕፍ ይ ዝተጽሕፍ ዝተጽሕፉ ይ ዝተጽሕፉ ነ ይ ዝተጽሕፊ ዝተጽሕፋ ይ ዝተጽሕፋ ነ ይ ዜጽሕፍ ዜጽሕፉ ይ ዜጽሕፉ ይ ዝተጽሕፍ ዜጽሕፋ ይ ዜጽሕፋ ኣሉታ ዝኣይዘይ እወታ ኣግብሮ ንጽል ድርብ ዘየጽሕፍ ዘይነጽሕፍ ዘይተጽሕፍ ዘይተጽሕፉ ዘይተጽሕፉ ነ ዘይተጽሕፊ ዘይተጽሕፋ ዘይተጽሕፋ ነ ዘየጽሕፍ ዘየጽሕፉ ዘየጽሕፉ ነ ዘይተጽሕፍ ዘየጽሕፋ ዘየጽሕፋ ኣስተብህል ሀ ኣካል ገቢር ይ እጽሕፍ ይ ይጽሕፍ ኣካል ኣግብሮ ይ አጽሕፍ ይ የጽሕፍ ዝ ገቢር ዝ እጽሕፍ ዝ ይጽሕፍ ዝ ኣግብሮ ዝ አጽሕፍ ዝ የጽሕፍ ወጽኢት ዝጽሕፍ ዚጽሕፍ ውጽኢት ዘጽሕፍ ዜጽሕፍ ብዘልማድ ኣዛማዲ ተውላጠስም ዝ ብፍላይ እቲ ብድሕሪኡ ዚስዕብ ግሲ ብዓዲ ተ ዚጅምር ወይ ድማ ቀዳማይ ኣካል ድርብ ምስ ዚኸውን ዳፍ ዱጋፍ ፍ ሃድጋፉ ወሃ ኪኸውን ዚግባእ ዝነበረ ናብ እ ተለዊጡ አተጽሕፍ እትጽሕፍ እነጽሕፍ እተጽሕፉ ወዘተ እናተባህለ ዚዝውተርን ካብዚ ልዒሉ ብመሰረት ሕጊ ሰዋስው ተዘርዚሩ ዘሎ ድማ ዝያዳ ትቐባልነት ዘሎዎ ዚመስልን እዩ ኪብሃል ይከኣል ሽሕኳ ኸምኡ ደኣ ይኹንምበር እቲ ጃንቋ ሕጊ ሰዋስው ምስ ዜኸብር ጥራይ እዩ ኣድማዒ መሳርያ ኾይኑ ኹገልግል ዚኽኸእል ንኣብነት ዘልማዳዊ ዳፖ ለታ ምሦሃም ሦመሷደ። እቲ ዘልማዳዊ ንግዜኡ ኣብ ዝርርብ እንተ ተዘውተረ ኣበሳ የብሉን ኣብ ስነጽሑፍ ግና እቲ ቐኑዕ ኪርዓም ይግባእ ኣዛማዲ ናይ ውነና ግሲ እዚ ግሲዚ ብኣዛማዲ ተውላጠስም ዝተመርሐ ዋንነት ዜመልክት ግሲ እዩ። ኣብቲ ቐዳማይ እቲ ኸይዱ ዚብል ግሲ ንቐረባ ሕሉፍ ዚገልጽ መዛዘሚ ናይ ንኡስ ሓረግ ኣብ ትሕቲ ዓይነታት ሓረግ ርአ እዩ ዚኸውን ዘሎ። ኣሉታ ናይ ምዱብ ሓረጋዊ ግሲ ኣሉታ ናይ ሓደ ሓረጋዊ ግሲ ንምጃም ብቕድሚኡ ኣይ ብድሕሪኡ ድማ ረባሕታ ናይቲ ግሲ በብኣካሉን በብጾታኡን ኣብ መጠረሽታ ድማ ን ተለቂቡሉ ይዛዘም ርሑቕ ሕሉፍ ግሲጸሓፈ ሀ ኣሉታ ኣይ ርሑቕ ሕሉፍ ን ኣይ ጸሓፈ ን ሬ ኢይጸሓፈን ለ ኣሉታ ክ ኣይ ርሑቕ ሕሉፍ ከ ኣይ ጸሓፈ ከይጸሓፈ ካይጸሓፈ እቲ ኣብ ሀ ዘሎ ሓደ ነገር ከም ዘይተገብረ ብቐጥታ ዚሕብር ኪኸውን ከሎ እቲ ኣብ ሰ ዘሎ ግና ንዘይተወድአ ፍጻመ ወይ ተግባር ይእምት። ኣብ ለ እቲ እወታ ናይ መጻኢ ምዱብ ግሲ ብናይ ኩነት ሓጋዚ ግሲ ኣቢሉ ሕደ ዝኾነ ግና ፍሉይ ስምዒትን ትርጉምን ብዚህብ መገዲ ናይ ኣሉታ ምሱአ ሓሳባት ከም ዜቕቅውም የርኢ። ኣሉታ ናይ ሓረጋዊ ግሲ ኩነት ኣሉታ ናይዚ ግሲዚ ካብቲ ረባሕታ ናይ ግሲ ኩነት እዩ ዚነቅል ሓፈሻዊ ኣደዉኹናኡ ድማ ኸምዚ ይመስል ኣሉታ ኩነት ኣይ ረባሕታ ሓረጋዊ ግሲ ኩነት ን ንጽል ድርብ ኣካል እወታ ኣሱታ እወታ ኣሉታ ይ እየ ኣይኮንኩን ኢና ኣይኮንናን ይ ኢኻ ኣይኮንካን ኢኹም ኣይኮንኩምን ይ ኢኹም ኣይኮንኩምን ይ ኢኺ ኣይኮንከን ኢኸን ኣይኮንከንን ይ ኢኸን ኣይኮንከንን ይ እዩ ኣይኮነን እዮም ኣይኮኑን ይ እዮም ኣይኮኑን ይ እያ ኣይኮነትን እየን ኣይኮናን ይ እየን ኣይኮናን ብዘይ ተውላጠስም ኪዝውተር ከሎ እቲ ግሲ ኩነተ ብፍላይ ኣብ ካልኣይን ሳልሳይን ኣካል ብድርብ መልከዕ ኪረብሕ ይስማዕ እዩ። ብዘሓት ኣሉታ ናይ ግሲ ውነኖ ኣሉታ ናይ ውነና ግሲ ካብ ግሲ ህላወ ሳልሳይ ኣካል ዝነቐለ እዩ ከምዚ ዚስዕብ ድማ ይረብሕ እወታ ኣሎ ተለቃቢ ተስም ኣሉታ የብል ተለቃቢ ተስም ን እወታ ኣሎ ኒ ኣሎኒ ንቐዳማይ ኣካል ኣሉታ የብል አይ ን የብለይን ምሉእ ረባሕታኡ ቀጺሱ እንሆ ንጽል ኣካል እወታ ኣሉታ ይ ኣሎኒ የብለይን ይ ኣሎካ የብልካን ይ ኣሎኩም የብልኩምን ይ ኣሎኪ የብልክን ይ ኣሎከን የብልክከንን ይ ኣዎ የብሉን ይ ኣሎዎም የብሎምን ይ ኣሎዋ የብላን ይ ኣሎወን የብለንን ድርብ እወታ ኣሎና ኣሎኩም ኣሎከን ኣሎዎም ኣሎወን ኣሱታ የብልናን የብልኩምን የብልክንን የብሎምን የብለንን ናይ ሕቶ ግሲ ሕቶ ብምዱብ ግሲ እዚ ብእወታ ወይ ብኣሉታ ግስን ብድሕረኡ ብዚልቀብ ዶ ዚብል ቃል ዚቐውም ኣብ መጠረሽታ ድማ ብናይ ጥያቐ ትእምርቲ ዚዛዘም ኣገባብ ውከሳ እዩ። ኣሉታ ኣይ ጸሓፈ ን ዶ እዩ ኣሎ ኣይጸሓፈንዶ እዩ ኣሎ ኣሉታ ከይ ጸሓፈ ዶ እዩ ኣሎ ከይጸሓፈዶ እዩ ኣሎ ኣሉታ ናይ ርሑቕን ቀረባን ሕሉፍ መበገሲኡ ሕደ ምኺኑ ምስትብሃል የድሊ። ኣጣኣጣላሊ ሓጋዚ ናይ ኩነት ግሲ እዩ። ተ ኣቫሕቅሕሓኣጣ እወታ ዝሰርሐ ነይሩ እዩ ኣሉታ ዘይሰርሐ ነይሩ እየ ሕቶ ዝሰርሐዶ ነይሩ እዩ ዘይሰርሐዶ ነይሩ እዩ። ቸ ኣሕህሒሓኣጣ እወታ ዝሰርሐ ኣሎ እዩ ኣሉታ ዘይሰርሐ ኣሎ እዩ ሕቶ ዝሰርሐዶ ኣሎ እዩ ዘይሰርሐዶ ኣሎ እዩ ህሓኣዛሕ እወታ ኣሎ ዝሰርሐ። ኣሉታ ኣሎ እዩ ዘይሰርሐ ሕቶ ኣሎ ድዩ ዝሰርሐ። ወዘተ እዚ ኣብ ላዕሊ ብሳልሳይ ኣካል ተባዕታይ ጾታ ተዘርዚሩ ዘሎ ረባሕታ ብኹሉ ኻልእ ኣካልን ጾታንውን ኪትካእ ይከኣል እየዩ ሓጋዚ ግሲ ብኣሉታ ኪዝውተር ከሎ ሀ ኣዛሕኣጣ ለ ኣዛሕህሓ እወታዝሰርሐ እዩ እወታ ዝሰርሐ ኣሎ ኣሉታ ዝሰርሐ ኣይኮነን ኣሉታ ዝሰርሐ የሎን ሕቶ ዝሰርሐ ድዩ ሕቶ ዝሰርሐዶ ኣሎ። ኣብ ሕቶ እቲ ናይ ጥያቐ ቓል ዶ ከከም እቲ ዚህቦ ትርጉም ብድሕሪ እቲ ቐንዲ ግሲ ወይ ቀቅድሚ ግሲ ናይ ኩነት ኪኣቱ ይኸእል። ዶ ዚብል ናይ ጥያቐ ቓል ምስ ናይ ኩነት ግሲ ተጸንቢሩ ድማ ድየ ዲኻ ድዩ ድያ ወዘተ ዚብል ናይ ሕቶ ቓል የቕውም ህልዊ አዋን ግሲ ሓረሰአለመ ሀ ቀሊል ህልዊ ቀሊህ አወታይሓርስ። ኣይሓርስንዶ ነይሩ እዩ በ ቀሊህኣጣቅቕሕሓ እወታይሓርስ እዩ ነይሩ ኣሉታኣይሓርስን እዩ ነይሩ ሕቶ ይሓርስ ድዩ ነይሩ። ወዘተ እቲ ዚልቀብ ናይ ሕቶ ቓል ዶ ብበበይኑ ኣገባብ ኪኣቱ ይኸእል ትርጉሙ ድማ ዝተፈላለየ ኪኸውን ይኸእል ንኣብነት ይሓርስዶ ነይሩ እዩ ሞያኡ ሕርሻ ኣይኮነን ዜስምዕ ሕቶ ይሓርስ ድዩ ነይሩ። እቲ ብወይናይ ዝደመቐ ቓል ተውሳኸ ግሲ ኪኸውን ከሎ እቲ ኻልኣይ እቲ ዚጐልሕ ግሲ እዩ። ናይ ሕቶ ተውሳኸግሲ እዚ ኸፋልዚ ሓበሬታ ንምርካብ ምስ ግሲ ዚዝውተር ቃል እዩ። ናይ እዋን ተውሳኸ ግሲ ከምኡ ድማ ናይ ኣገባብ ተውሳኸ ግሲ እና ርሑቕ ሕሉፍ ግሲ ምስ ናይ ሓባር ስም እንዳ ተደናጊሩ ይዝውተር። ናይ ቦታ መስተዋድድ ድሟ ጄ መዲዛዖያ ናይ ግዜ ተውሳኸ ግሲ ኣብቲ ቐዳማይ ዓረፍተነገር እቲ ኣብ ቀድሚ ዚብል ድርብ ቃል ዝምድናኡ ምስቲ ገዛና ዚብል ስም ኮይኑ ናይ መስተዋድድ ዕማም እዩ ዚፍጽም ዘሉ ኣብቲ ኻልኣይ ግና እቲ ቅድሚ ሕጂ ዚብል ምስቲ ብድሕረኡ ዚስዕብ ግሲ መጺእካዶ። ተሳንዩ ተውሳኸግሲ ኣኞሙ አሉ ሓደሓደ ግዜ መስተዋድድ ዚመስል ቃል ምስ ግሲ ጠቢቹ ይዝውተር እዩ ንኣብነት ረሃ መስተዋድድ ወሪ ታውሳኸ ግሲ መስተዋድድ ምስ ስም ተውላጠስም ወይ ቅጽል ይዝውተር ተውሳኸ ግሲ ድማ ምስ ግሲ ይዝውተር። ብጀካዚ እቲ ግሲ ተሳጋሪ ወይ ዘይተሳጋሪ ኪኸውን ይኽእል ኣብቲ ኣብ ሀ ተዘርዚሩ ዘሎ ዓረፍተነገር እቲ ግሲ ተሳጋሪ እዩ እቲ ናይ ለ ግና ዘይተሳጋሪ እዩ። እቲ ተሳጋሪ ግሲ ቀጥታዊ ተሳሓቢ ኣሎዎ እቲ ዘይተሳጋሪ ግና የብሉን ኣብቲ ኣብ ሐ ተዋሂቡ ዘሎ ኣብነት እቲ ተሳሓቢ ዘይቀጥታዊ ተባሂሉ እዩ ዚጽዋዕ ድርብ ዓረፍተነገር ድርብ ዓረፍተነገር ካብ ንጽል ዚፍለየሉ ምኸንያት ዓብዩ ሓረግን ንኡስ ሓረግን ዚብሃል ከፋላት ዝሓቼፈ ብምኺኑ እዩ። እቲ ኣብ ትሕቲ ኞሞጽሪ ዘሎ ኣብ ዘይቀጥታዊ ንግግር ወይ ኣብ ዓረፍተነገር ዜገልግል ኪኸውን ከሎ እቲ ኣብ ትሕቲ ሞጽሪ ዘሎ ድማ ኣብ ቀጥታዊ ንግግር እንተ ወዓለ እዩ ዝሓሸ ውጽኢት ዚህብ ድርብ ጽሕጋር እዚ ምልክትዚ ቃል ሓረግ ዓረፍተነገር ወይ ኣሃዝ ኣብ ሓደ ዝርዝር ኪድገም ከሎ ኣብ ክንድኡ ብትሕተኡ ኣብ ዘሎ መስመር ተተኪኡ ዚሰፍር ምልክት እዩ ሽኮር ንኺሎ ናቕፋ ቡን ሩዝ ወዘተ ጋድም እዚ ትእምርትዚ ድርብ ቃል ኣብ ምድኳን ይዝውተር ንኣብነት ርአሰምርኩሳ ስርዓተጸሓይ ሰርዓተትንፈሳ ንግስተሳባ ሃገረናግራን ኣርእስተዜና መንግስተሰማይ ፍናተብርሃን ስነጥበብ ወዘተ አዝባር አዚ ትእምርትዚ ዕለትን ወርሕን ዓመተምሕረትን ኣብ ምፍላይ ንደብዳበ ንሰነድ ወይ ከምኡ ዝኣመሰለ ትሕዝቶ ዘሎዎ ብፊደልን ብኣሃዝን ንምኽዋም ኣብ ከንዲ ወይ ዚብል ቃል ብምትካእ ከም ሓጹር ኣብ መንጎ ቓላት ብምእታው ወዘተ ይዝውተር። እቲ እናኣመስገንኩ ዚብል ቃል ተወሳኸግሲ እዩ ተውሳኸግሲ ድማ ንግሲ የሦጐልሕ ኣብዚ ዓረፍተነገርዚ ግና እቲ ኺጐልሕ ዚግባእ ዝነበረ ግሲ የልቦን ኣብ ከንድኡ ብቐጥታ ብሓጋዚ ግሲ እየ ተዛዚሙ አኣሉ ኣብዚ ኣብነት እዚ እየ ንተውሳኸግሲ ከም ሓጋዚግሲ ኾይኑ ተዘውቲሩ ስለ ዘሎ እቲ ዓረፍተነገር ብትርጉም ኮነ ብግዜ ትሕዝቶኡ ኣይነጸረን። ኣብቲ ነዚ ኣርአስትዚ ዚምልከት ከፍሊ ሰዋስው ከም ዝተገልጸ ሓጋዚ ግሲ ኩነት እየኢኻ እዩ ወዘተ ኣውካኢ ዘካሪ ወይ ኣጣላሊ ኣረጋጋጺ ኪኸውን ከሎ ሓጋዚ ግሲ ህላወ ኣለኹ ኣለኻ ኣሎ ወዘተ ግና ሓባሪ ወይ ነጋሪ ግደ ዘሎዎ ዓይነት ግሲ እዩ። ሰ ተምመጓጀዱፍቷያዳዲፖሪዐ ፅዓሪ ዕ ጋታሥዲም እታ ዝሰዓረት ጋንታ ኣዱሊስ ምኺና እዩ ዜረጋግጽ ዘሉ እዚ ኣብ ላዕሊ ብሓጺሩ ዝቐረበ ኣብነት እቲ ናይ ኩነት ወይ ናይ ህላወ ሓጋዚ ግሲ ኺዝውተር ከሎ ዝተዘናበለ ትርጉም ከም ዚህብ ብምስግንዛብ ኣብ ኣዘወታትራኡ ጥንቃቐ ኸም ዜድሊ ንምዝኽኻር ዚኣከል ጥራይ እዩ ዚጥቀስ ዘሎ። እዚ ማለት ድማ እቲ ቐዳማይ ጐጅለ ግሲ ካብ ተሰጋጋሪ ወይ ካብ ናይ ገቢር እጃም ካብ ዘሎዎ ዝመንጨወ ኪኸውን ከሎ እቲ ኻልኣይ ካብ ዘይተሰጋጋሪ ካብ ተገብሮ ወይ ካብ ኣግብሮ ዝነዋለ ኾይኑ ይርከብ ንኣብነት ተቼጥዐ ዚብል ግሲ ኣብ ከልተኡ ኣሎ። ንኣብነት እቲ ኣብ ዘሎ ኣብ መንጎ ኸልተ ወይ ብዙሓት ዚፍጸም ሓድሕዳዊ ተግባር ይገልጸ እቲ ኣብ ለ ዘሎ ኣብ ልዕሊ ሓደ ሰብ ወይ ነገር ዚወርድ ወይ ዚኸሰት ነገር ይሕብር።